1ይ መጽሓፍ ዜና መዋዕል ምዕራፍ 11 - ኣዳም፡ ሴት፡ ኤኖሽ።2 - ቀይናን፡ ማሃላልኤል፡ ያሬድ።3 - ሄኖክ፡ ማቱሳላ፡ ላሜክ።4 - ኖህ፡ ሴም፡ ካም፡ ያፌትውን።5 - ደቂ ያፌት፡ ጎሜርን ማጎግን ማዳይን ያዋንን ቱባልን መሴክን ቲራስን።6 - ደቂ ጎሜር ከኣ፡ ኣሽክናዝን ዲፋትን ቶጋርማን።
1916 Views
1998 Views
521 Views
770 Views
791 Views
642 Views